Full Text
ንተውሳኺ ሓበሬታ፡ www.cdc.gov/COVID19 የዒንትኻን፡ ኣፍንጫኻን፡ ኣፍካን ኣይትሐዝ። ኣብ ሕክማና ክትከይድ ተዘይኮይኑ፡ ካብ ገዛ ኣይትውጻእ። ን 20 ሰክንድ ዝኸውን ኢድካ ኣዘውቲርካ ብሳምናን ማይን ተሓጸብ። ጀርምስ ከይዝርግሑ ከልክል። ዝ ኾ ነ ይ ኹ ን ና ይ ም ስ ት ን ፋ ስ ሕ ማ ም ከ ም COVID-19 ከ ይ ላ ባ ዕ ተ ኸ ላ ኸ ል። ጥቃ ዝሐመሙ ሰባት ኣይትቅረብ። ክትስዕል ወይ እንጥሾ ክትብል ከለኻ ኣፍካ ብወረቅት ናይ ኢድ(tissue) ክደኖ፡ ድሓር ኣብ እንዳ ጓሓፍ ጎሓፎ። ብቀጻሊ ትሕዞም ነገራት ወይ ግዳማዊ ጽፍሕታት ኣጽርዮን ኣምክኖን።